መሎኮታዊ መዋጥር
ዮኤል ኣብርሃምመለኮታዊ መዋጥር፡ ዋላ እዃ ጥንታዊ ምጒት እንተ ኰነት መብዛሕትኡ እዋን ብምኽንያት እታ ግንንቲ ናይ ክርስትይናዊ ጥብቅና ወንጌል“ሚር ክርስትያኒቲ” ትብል መጽሓፉ ከም ናይ ሲኤስ ሊዊስ እያ ትቁጸር። ሊዊስ ሓደ ሰብ ከምቲ የሱስ ኣብ ግዜ ምድራዊ ኣገልግሎቱ ዝበሎ ምስ ዝብል፡ ንባህርያት ናይቲ ከምኡ ዝበለ ሰብ እንፈርደሉ ንሰለስተ ምርጫታት ጥራሕ እየ ንዘለዋና። ብመሰረት ሊዊስ፣ የሱስ ወይ መታለሊ እዩ ወይ ንገዛእ ርእሱ ዘታልል ወይ ድማ ኣምላኽ ባዕሉ እዩ። ዋላ እዃ ብዙሓት ሰባት ንየሱስ ከም ዓብዪ ሞራላዊ መምህር ምዃኑ ገሊጾም ግናኸ ንኣምላኽነቱ ይኽሕዱ እንተ ዀኑ የሱስ ግና ነዛ ምርጫ እዚኣ ኣይከፈተልናን። ክገድፈልናውን ኣይመደበን። እዛ መሎኮታዊ መዋጥር እምብ ኣር፡ የሱስ ኣምላኽ እዩ ኢልኻ ምእማን ርትዓዊ ምዃኑ ትገልጽ።
Volumen:
1
Año:
2020
Edición:
1
Editorial:
ህዝባዊ ቤት ንባብ
Idioma:
amharic
Páginas:
10
Serie:
መንነት የሱስ
Archivo:
PDF, 209 KB
IPFS:
,
amharic, 2020